Description
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!!
እዚ መደብ ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት በዓል ዕረፍታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ( ማርያም ኣስተርእዮ )
"ሓድ እኳ ክዓጽዎ ዘይ ክእል ክፉት ኣፍ ደገ ሂበካ ኣሎኹ።ራእ.3፥8 ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥'' ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ዘሎ መደብ።
#እስራኤል #እየሩሳሌም #መንፈሳዊ #መጽሔት Mahbere Mariam Israel #Mahbere #Mariam #Israel #Jerusalem