ቅዱስ ኣባኖብ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

Mahberemariam Israel Video 11 months ago

Descrição

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ህጻናት ዝተዳለወ ሓድሽ መዝሙር ቅዱስ ኣባኖብ ትብል መዝሙር ሰምኢና በረኸት ናይ ቅዱስ ኣባኖብ ንካፈል