ኣብ እግሪ መስቀል ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

Mahberemariam Israel Video 1 years ago

説明

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ መዝሙር ዝተዳለወ ሓዳሽ መዝሙር """ ኣብ እግሪ መስቀል """ ትብል መዝሙር ሰምኢና በረኸት ንካፈል